^ንላዕሊ ተመለስ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ስራሕቲ መልቲሚድያን ምልላይን

ግጥምታትን ትረኻታትን

ትኩሳት ዜናታት

ሰርከስ

ፋሽንን ሞዴሊንግን

ምድላው ኮንሰርት

ምፍራይ ሙዚቃ

ምሻጥ ግጥምን ዜማን

ምፍራይ ፊልምን ክሊፕን

ምድላው ፕሮግራም ሬድዮ

ምፍራይ ዶኩመንታሪ ፊልም

ምስንዳእ መፅሔትን ጋዜጣን

ሕትመት መፅሓፍ

ግልጋሎት እርማት ፅሑፍ

ዝ/ዩ ዉፀኢታት ሕትመት

ምድላው ዝ/ዩ ፎረማት

ምድላው ዉድድር ቁንጅና

ምድላው ባዛርን ኤግዚብሽንን

Get Adobe Flash player

ቋንቋ ይምረፁ

ትግ /Felhi_to_Tigrigna_version    ENG Felhi_to_English_version

ኣብ ፌስቡክ ይርከቡና

ካርታ ኣድራሻና

 

ኣድራሻ

ቁ.ስ ፦ 0914760994
ኢ-ሜይል ፦ frozthepoet@gmail.com

ፌስቡክ ፦ FROZ ግርማይ ፍሮዝ
ኣድራሻ ፦ መቐለ

 

ዜናታት እዚ ሰሙን

ዜናታት ፈልሒ

ኣብ ምስረታ ፋውንዴሽን ኪነ-ጥበብ ፍሮዝ ዘድሃበ ፈላማይ ዘተ ተቓኒዑ
ኣብ ምስረታ ፋውንዴሽን ኪነ-ጥበብ ፍሮዝ ዘድሃበ ፈላማይ ዘተ ተቓኒዑ

ኣብ ምስረታ ፋውንዴሽን ኪነ-ጥበብ ፍሮዝ ዘድሃበ ፈላማይ ዘተ ተቓኒዑ!!
ዛጊድ 9 መጻሕፍቲ ብምሕታም፣ 2 ኣልበም ሙዚቃ ብምስንዳእ፣ 8 ጊዜ መጽሄት ሪሓን ብምሕታም፣ www.felhitube.com መርበብ ሓበሬታ ምዝንጋዕ፣ ኪነትን ሕትመትን ብምኽፋትን ግርማይ ፍሮዝ ኣብ ኪነ-ጥበብ ሓኾትኮት ክብል ጸ [ ... ]

ተወሳኺ ....
ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎም፣ ህፁፅ መአረምታ ዘደልዮም ትሽዓንተ ጌጋታት መራሕቲ ህ.ወ.ሓ.ት!
ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎም፣ ህፁፅ መአረምታ ዘደልዮም ትሽዓንተ ጌጋታት መራሕቲ ህ.ወ.ሓ.ት!

  1. ፕሮጀክት ጎልጎል ራያ- ፕሮጀክት መስኖ ጎልጎል ራያ ብ1993 ዓ.ም ዳርጋ ተወዲኡ፣ ናይ ማይ መትረባት እውን ተተኺሎም፣ እቲ ህዝቢ ድማ ክጥቀመሎምን ናብርኡ ክቕይርን ተሃንጢዩ ነይሩ፡፡ እንታይ ዋጋ ኣለዎ እቶም ዝተቐበሩ መትረባት እንተይተረፉ ተነቓቒሎም ክውሰዱ፣ እቲ ፕሮጀክ [ ... ]

ተወሳኺ ....
ቃለ መሕተት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገ/ገርግስ ገ/ማርያም
ቃለ መሕተት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገ/ገርግስ ገ/ማርያም

ቃለ መሕተት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገ/ገርግስ ገ/ማርያም

ኣቦይ ቀሺ ገብረገርግስ ገብረማርያም ጭላ:
"ሙሉእ ብሙሉእ ጉባኤተኛ ዘይመረፆ ሰብ ኣቦ ወንበር ክምረፅ ንመጀመርታ ጊዜ ርእየ። "
"ኣብ ዝቅፅል ጉባኤ የራኽበና፤ ኣነ ንሃሉ ኣይነሃሉ ህዝቢ ትግራይ ሒዙዋ ኣሎ።"
"ብዙሕ ተሸፋፊኑ ዝነበረ ፊ [ ... ]

ተወሳኺ ....
ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዋና ናይ ካቢኔ አባላት
ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዋና ናይ ካቢኔ አባላት

ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዋና ናይ ካቢኔ አባላት
ኽቡር ኣይተ ደመቀ መኮንን - ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ናይ ማሕበራዊ ጉዳይ ክላስተር መተሓባበሪ ኽቡር ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል - ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ናይ ኢኮኖሚ ክላስተር መተሓባበር [ ... ]

ተወሳኺ ....
ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልጹ መጸዋዕታ ቀሪቡ።
ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልጹ መጸዋዕታ ቀሪቡ።

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ሰደት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልፁ መፀዋዕታ ቀሪቡ ።

  ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝ [ ... ]

ተወሳኺ ....
ቃለ-መሕተት ምስ ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ
ቃለ-መሕተት ምስ ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ

ቃለ-መሕተት ምስ ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ

ተወሳኺ ....
ሓደ ሙሴ ዶ ይስኣን?!!
ሓደ ሙሴ ዶ ይስኣን?!!

ሓደ ሙሴ ዶ ይስኣን?!! ትግራይ ድሕሪ ሞት ሃፀይ የውሃንስ ብውዲት በዓል ሚኒሊክን መሻርኽቱን ንአስታት 76 ዓመታት ዓይማ፡፡ ናይ ትግራይ ካብ ድቃሳ ምብህራር ዘይተርፍ ምዃኑ ዝተርኣየሉ ኩነታት ድማ ብ1958 ዓ.ም ተራእዩ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ስፖርታዊ ፀዋታ መላእ ኢ [ ... ]

ተወሳኺ ....
ቃለ-መሕተት ምስ ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም
ቃለ-መሕተት ምስ  ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም

ቃለ-መሕተት ምስ  ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም ራእሲ መንገሻ ስዩም ብ ዘበን ሃፀይ ሃ/ስላሴ ናይ ትግራይ ግዝኣት ኣመሓዳሪ ዝነበሩ እዮም !

ተወሳኺ ....
ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ
ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ

ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ      ሰብ ዝነብር ከተንፍስ ከሎ እዩ ። ሓዉና ሙሉብርሃን መብራህቱ ግን እቲ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህይወት ዘውሕስ ምትንፋስ ከም ንቡር ዝተኸልከለ ሰገን እዩ ። ተምሃራይ ሙሉብርሃን መብራህቱ ወዲ 17 ዓመት እንትኸዉን ቅድሚ 5 ዓመት  [ ... ]

ተወሳኺ ....
ሓቅን ሓሶትን ኣብ ዙርያ ታሪኽ ሂወት ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብ ኣይተ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም
ሓቅን ሓሶትን ኣብ ዙርያ ታሪኽ ሂወት ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብ ኣይተ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም

ሓቅን ሓሶትን ኣብ ዙርያ ታሪኽ ሂወት ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብ ኣይተ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም  

ተወሳኺ ....