^ንላዕሊ ተመለስ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ስራሕቲ መልቲሚድያን ምልላይን

ግጥምታትን ትረኻታትን

ትኩሳት ዜናታት

ሰርከስ

ፋሽንን ሞዴሊንግን

ምድላው ኮንሰርት

ምፍራይ ሙዚቃ

ምሻጥ ግጥምን ዜማን

ምፍራይ ፊልምን ክሊፕን

ምድላው ፕሮግራም ሬድዮ

ምፍራይ ዶኩመንታሪ ፊልም

ምስንዳእ መፅሔትን ጋዜጣን

ሕትመት መፅሓፍ

ግልጋሎት እርማት ፅሑፍ

ዝ/ዩ ዉፀኢታት ሕትመት

ምድላው ዝ/ዩ ፎረማት

ምድላው ዉድድር ቁንጅና

ምድላው ባዛርን ኤግዚብሽንን

Get Adobe Flash player

ቋንቋ ይምረፁ

ትግ /Felhi_to_Tigrigna_version    ENG Felhi_to_English_version

ኣብ ፌስቡክ ይርከቡና

ካርታ ኣድራሻና

 

ኣድራሻ

ቁ.ስ ፦ 0914760994
ኢ-ሜይል ፦ frozthepoet@gmail.com

ፌስቡክ ፦ FROZ ግርማይ ፍሮዝ
ኣድራሻ ፦ መቐለ

ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ

     ሰብ ዝነብር ከተንፍስ ከሎ እዩ ። ሓዉና ሙሉብርሃን መብራህቱ ግን እቲ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህይወት ዘውሕስ ምትንፋስ ከም ንቡር ዝተኸልከለ ሰገን እዩ ።

ተምሃራይ ሙሉብርሃን መብራህቱ ወዲ 17 ዓመት እንትኸዉን ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ጎረርኡ ብዝገጠሞ ሕማም ካንሰር ምኽንያት ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ መጥባሕቲ ተገይርሉ ብሓገዝ ግዝያዊ መተንፈሲ ትቦ /tracheotomy/ እናተንፈሰ ይርከብ ።

ብተወሳኺ እቲ ኣብ ጎሮሮኡ ብዝተገጠመ ግዝያዊ መተንፈሲ ትቦ እናተንፈሰ ዘሎ ሰገን ዓኽታ ይኹን ዕንጓር ከም ንቡር ሰብ ብኣፉ ወይ ብኣፍንጭኡ ከውፅእ ኣይኽእልን ። ስለዝኾነ ድማ ብናይ ሰዓታት ኣፈላላይ ብሓገዝ ሓኻይም ሆስፒታል ዓዲግራት እናተመጠጠሉ / suction / ኣብ ዉሽጢ እቲ ሆስፒታል እዩ ዝነብር ዘሎ ።

ሙሉእ ንሙሉእ ተሓኪሙ ክድሕንን ከም ሰብ ብንቡር ከተንፍስን ናብ ዓዲ ጥልያን ከይዱ ክሕከም ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ጥቁር ኣንበሳ ዝመዓደ እንትኸዉን ፣ ንሕክምና ዘድልዮ ወፃኢ ብር 600,000 /ሽዱሽተ ምኢቲ ሽሕ/ ብር ዝሽፍነሉ ኣካል ብዘይምህላዉ ግን እቲ ሰገን ኣብ ዝኸፍአ ሓደጋን ጊዜ ዘይህብ ፀገምን ይርከብ ።

 እቲ ዝተገጠመሉ ጊዚያዊ መተንፈሲ ትቦ ብተደጋጋሚ እናተበላሸወን ብዓኽታ እናተሓተመን ንሓደጋ ሞትን ንተስፋ ምቑራፅን የቃልዖ ብምህላዉ ፣ ነዚ ሰገን ከክንዲ ዝኸኣልናዮ ሓገዝ ብምሃብ ተሓኪሙ ክድሕን ፣ ብሰላም ወፊሩ ክምለስን ትምህርቱ ክመሃርን ኢትዮጵያዊ ወገናዊነትና ኣይፈለዮ ።

“ሓጎስ ዝርከብ ካልኦት ክሕጎሱ ብምግባር ‘ዩ ” ይብል ጎቴእ ። ስለዚ ንሙሉብርሃን ንምሕጋዝ ብርሃን ዉሽጣዊ ሓጎስና ንወልዕ ።

         ቑፅሪ ሒሳብ ባንኪ ፦ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ጨንፈር ዓዲግራት 43155

       ቑፅሪ ስልኪ ሙሉብርሃን ፦ 0914794245

                       የቐንይኹም !!!

ሼር ብምግባር ወገኖም የድሕኑ !!!

ኣብ ምስረታ ፋውንዴሽን ኪነ-ጥበብ ፍሮዝ ዘድሃበ ፈላማይ ዘተ ተቓኒዑ

ኣብ ምስረታ ፋውንዴሽን ኪነ-ጥበብ ፍሮዝ ዘድሃበ ፈላማይ ዘተ ተቓኒዑ

ኣብ ምስረታ ፋውንዴሽን ኪነ-ጥበብ ፍሮዝ ዘድሃበ ፈላማይ ዘተ ተቓኒዑ!! ዛጊድ 9 መጻሕፍቲ ብምሕታም፣ 2 ኣልበም ሙዚቃ ብምስንዳእ፣ 8 ጊዜ መጽሄት ሪሓን ብምሕታም፣ www.felhitube.com መርበብ ሓበሬታ ምዝንጋዕ፣ ኪነትን ሕትመትን ብምኽፋትን ግርማይ ፍሮዝ ኣብ ኪነ-ጥበብ ሓኾትኮት ክብል ጸኒሑ እዩ።እንሆ ሎሚ...

ቃለ መሕተት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገ/ገርግስ ገ/ማርያም

ቃለ መሕተት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገ/ገርግስ ገ/ማርያም

ቃለ መሕተት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገ/ገርግስ ገ/ማርያምኣቦይ ቀሺ ገብረገርግስ ገብረማርያም ጭላ:"ሙሉእ ብሙሉእ ጉባኤተኛ ዘይመረፆ ሰብ ኣቦ ወንበር ክምረፅ ንመጀመርታ ጊዜ ርእየ። ""ኣብ ዝቅፅል ጉባኤ የራኽበና፤ ኣነ ንሃሉ ኣይነሃሉ ህዝቢ ትግራይ ሒዙዋ ኣሎ።""ብዙሕ ተሸፋፊኑ ዝነበረ ፊት ንፊት ገጢምና እንተወሓደ ንለባም...

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልጹ መጸዋዕታ ቀሪቡ።

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልጹ መጸዋዕታ ቀሪቡ።

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ሰደት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልፁ መፀዋዕታ ቀሪቡ ። ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦት...

ሓደ ሙሴ ዶ ይስኣን?!!

ሓደ ሙሴ ዶ ይስኣን?!!

ሓደ ሙሴ ዶ ይስኣን?!! ትግራይ ድሕሪ ሞት ሃፀይ የውሃንስ ብውዲት በዓል ሚኒሊክን መሻርኽቱን ንአስታት 76 ዓመታት ዓይማ፡፡ ናይ ትግራይ ካብ ድቃሳ ምብህራር ዘይተርፍ ምዃኑ ዝተርኣየሉ ኩነታት ድማ ብ1958 ዓ.ም ተራእዩ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ስፖርታዊ ፀዋታ መላእ ኢትዮጵያ ንትግራይ ጠቅላይ ግዛ...

ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ

ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ

ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ ሰብ ዝነብር ከተንፍስ ከሎ እዩ ። ሓዉና ሙሉብርሃን መብራህቱ ግን እቲ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህይወት ዘውሕስ ምትንፋስ ከም ንቡር ዝተኸልከለ ሰገን እዩ ። ተምሃራይ ሙሉብርሃን መብራህቱ ወዲ 17 ዓመት እንትኸዉን ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ጎረርኡ ብዝገጠሞ ሕማም ካንሰር ምኽንያ...

ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎም፣ ህፁፅ መአረምታ ዘደልዮም ትሽዓንተ ጌጋታት መራሕቲ ህ.ወ.ሓ.ት!

ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎም፣ ህፁፅ መአረምታ ዘደልዮም ትሽዓንተ ጌጋታት መራሕቲ ህ.ወ.ሓ.ት!

1. ፕሮጀክት ጎልጎል ራያ- ፕሮጀክት መስኖ ጎልጎል ራያ ብ1993 ዓ.ም ዳርጋ ተወዲኡ፣ ናይ ማይ መትረባት እውን ተተኺሎም፣ እቲ ህዝቢ ድማ ክጥቀመሎምን ናብርኡ ክቕይርን ተሃንጢዩ ነይሩ፡፡ እንታይ ዋጋ ኣለዎ እቶም ዝተቐበሩ መትረባት እንተይተረፉ ተነቓቒሎም ክውሰዱ፣ እቲ ፕሮጀክት እውን ክፈሽል ተገይሩ፣ ክሳብ ሎሚ...

ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዋና ናይ ካቢኔ አባላት

ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዋና ናይ ካቢኔ አባላት

ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዋና ናይ ካቢኔ አባላት ኽቡር ኣይተ ደመቀ መኮንን - ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ናይ ማሕበራዊ ጉዳይ ክላስተር መተሓባበሪ ኽቡር ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል - ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ናይ ኢኮኖሚ ክላስተር መተሓባበርን ናይ መራኸብን ኢንፎርሜሽን ሚኒስተር ዝተ...

ቃለ-መሕተት ምስ ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ

ቃለ-መሕተት ምስ ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ

ቃለ-መሕተት ምስ ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ

ቃለ-መሕተት ምስ ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም

ቃለ-መሕተት ምስ  ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም

ቃለ-መሕተት ምስ ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም ራእሲ መንገሻ ስዩም ብ ዘበን ሃፀይ ሃ/ስላሴ ናይ ትግራይ ግዝኣት ኣመሓዳሪ ዝነበሩ እዮም !

ሓቅን ሓሶትን ኣብ ዙርያ ታሪኽ ሂወት ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብ ኣይተ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም

ሓቅን ሓሶትን ኣብ ዙርያ ታሪኽ ሂወት ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብ ኣይተ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም

ሓቅን ሓሶትን ኣብ ዙርያ ታሪኽ ሂወት ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብ ኣይተ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም

ጥዑም ዕላል ኣርቲስት መንገሻ ረዳኢ

ጥዑም ዕላል ኣርቲስት መንገሻ ረዳኢ

ጥዑም ዕላል ኣርቲስት መንገሻ ረዳኢ

ኣይተ ኣባይ ፀሃየ ኣብ መዓልቲ ከየንቲ ንስድራ ከየንትን ህዝቢ ትግራይን መልእኽቲ ኣሕሊፎም

ኣይተ ኣባይ ፀሃየ ኣብ መዓልቲ ከየንቲ ንስድራ ከየንትን ህዝቢ ትግራይን መልእኽቲ ኣሕሊፎም

ኣይተ ኣባይ ፀሃየ ኣብ መዓልቲ ከየንቲ ንስድራ ከየንትን ህዝቢ ትግራይን መልእኽቲ ኣሕሊፎም " ከምኦም ኣብ ዕላማና ኣብ ተልእኾና ኣብ ቃልስና ፀኒዕና ሂወትና ክሳዕ ትሓልፍ ንኽብሪ ክንሓልፍ ኣለና። ንሶም ብኽብሪ እዮም ሞይቶም " !

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንማሕበር ጮምዓ 48 ሄክታር መሬት ክህብ እዩ!!

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንማሕበር ጮምዓ 48 ሄክታር መሬት ክህብ እዩ!!

### ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንማሕበር ጮምዓ 48 ሄክታር መሬት ክህብ እዩ!! ### ጎቦ ጮምዓ ብባህላዊን ዘመናዊን መገዲ ኪመላኻዕ ብምግባር ምንጪ ኣታዊ ከተማ መቐለ ኣብ ምብራኽ ግደ ክህልዎ ዝጉስጉስ ዓውደ ዘተ ኣብ ሆቴል ሚላኖ 28 ሓምለ 2007 ዓ/ም ተቓኒዑ። ኣብቲ መዓልቲ ዓውደ ዘተ ማሕበር ጮምዓ፣ ግዱሳት ወ...

ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ማሕበር ከየንቲ ትግራይን ዳያኑ መሽኪት ዩኒቨርስቲ መቐለን ዝተኻየደ ኣኼባ ብዘይ ፍረ ፋሕ ኢሉ 2 ሓምለ 2007 ዓ/ም።

ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ማሕበር ከየንቲ ትግራይን ዳያኑ መሽኪት ዩኒቨርስቲ መቐለን ዝተኻየደ ኣኼባ ብዘይ ፍረ  ፋሕ ኢሉ 2 ሓምለ 2007 ዓ/ም።

ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ማሕበር ከየንቲ ትግራይን ዳያኑ መሽኪት ዩኒቨርስቲ መቐለን ዝተኻየደ ኣኼባ ብዘይ ፍረ ፋሕ ኢሉ 2 ሓምለ 2007 ዓ/ም። እቲ ኣኼባ ብዘይ መኸምብቲ ቅዉም ነገር ድዋዕ ክብል ዝኸኣለ፤ ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓ ማሕበር ከየንቲ ትግራይን ዳያኑ መሽኪትን ዝተነፀረን ሓደ ዓይነት መርገፂን ክፍጠር ብዘይምኽኣ...

ተዓወትቲ መድረኽ ሽልማት ኪነ-ጥበብ ትግራይ (መሽኪት)

ተዓወትቲ መድረኽ ሽልማት ኪነ-ጥበብ ትግራይ (መሽኪት)

ተዓወትቲ መድረኽ ሽልማት ኪነ-ጥበብ ትግራይ ብ መዳይ ሙዚቃ ብባህላዊ ነፀላ ዜማ 1ይ ሚዛን ተስፋይ (ቃንጫ ምሸላ) 2ይ ራሄል ሃይለ(ሆበላኒ) 3ይ ተወልደ ኣብርሃ ብዘመናዊ ነፀላ ዜማ 1ይ እዮሩሳሌም ዓምዱ(ፃውዒት ፍቅሪ) 2ይ ራሄል ሃይለ (እመነኒ) 3ይ ዘመን ኣለምሰገድ ብናይ ሙዚቃ ግጥሚ 1ይ ሰለሞን ባይረ (ብስ...