^ንላዕሊ ተመለስ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ስራሕቲ መልቲሚድያን ምልላይን

ግጥምታትን ትረኻታትን

ትኩሳት ዜናታት

ሰርከስ

ፋሽንን ሞዴሊንግን

ምድላው ኮንሰርት

ምፍራይ ሙዚቃ

ምሻጥ ግጥምን ዜማን

ምፍራይ ፊልምን ክሊፕን

ምድላው ፕሮግራም ሬድዮ

ምፍራይ ዶኩመንታሪ ፊልም

ምስንዳእ መፅሔትን ጋዜጣን

ሕትመት መፅሓፍ

ግልጋሎት እርማት ፅሑፍ

ዝ/ዩ ዉፀኢታት ሕትመት

ምድላው ዝ/ዩ ፎረማት

ምድላው ዉድድር ቁንጅና

ምድላው ባዛርን ኤግዚብሽንን

Get Adobe Flash player

ቋንቋ ይምረፁ

ትግ /Felhi_to_Tigrigna_version    ENG Felhi_to_English_version

ኣብ ፌስቡክ ይርከቡና

ካርታ ኣድራሻና

 

ኣድራሻ

ቁ.ስ ፦ 0914760994
ኢ-ሜይል ፦ frozthepoet@gmail.com

ፌስቡክ ፦ FROZ ግርማይ ፍሮዝ
ኣድራሻ ፦ መቐለ

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ሰደት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልፁ መፀዋዕታ ቀሪቡ ።

  ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ መግስቶም ነቶም ኣብ ሃገሮም ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ፣ መሰል ዑቕባ ክህቦምን ድሕነቶም ከረጋግጽን ሕጋውን ሞራላውን ግዴታ ከምዘለዎ መተሓሳሰቢ ከመሓላልፉ፣ ንእዋናዊ ኩነታት ናይቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ ኤርትራውያን ብዝምልከት ምስ ድምጺ ኣሰና ሓጺር ቃለመጠየቕ ዝገበረ ወኪል ኤርትራዊ ምንቅስቓስ ንደሞክራስን ሰብኣዊ መሰላትን ካብ ደቡብ ኣፍሪቃ ጸዊዑ።

 ወከልቲ ምልካዊ ስርዓት ኢሳይያስ ነቲ የአንጋዲ መጻረዪ ሃገራት ኣፍሪቃ ን ዋንጫ ዓለም 2018 ዝኾነ መንግስቲ ቦትስዋና ጸቕጢ ነቶም ተጻወቲ ከረክቦም ቀጻሊ ጸቕጢ የካይዱሉ ከምዘለዉ ይፍለጥ።
  እቶም ኤርትራውያን ተጻወቲ ብግዴታ ናብ ኤርትራ ተመሊሶም ኣብ ኢድ እቲ ግዝኣተ ሕግን ሰብኣውነትን ዘይብሉ ምልካዊ ስርዓት እንተወዲቖም፣ ካልእስ ይትረፍ ነቲ ሕቶ ዑቕባ ብምብጋሶም ጥራይ ‘ኳ ኣብ ሓደጋ ክወድቁ ከምዝኽእሉ ዘማትእ ኣይኮነን።
  ስለዚ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ኤርትራውያን ንድሕነትን መሰል ዑቕባን ‘ዞም ኤርትራውያን ዜጋታት ዘለኩም ደገፍ ንኤምባሲታት ቦትስዋና ብምግላጽ እጃምኩም ከተበርክቱ እዋናዊ ስጉምቲ ክትወስዱ ይግባእ።

 (ፍልፍል assenna.com)

ኣብ ምስረታ ፋውንዴሽን ኪነ-ጥበብ ፍሮዝ ዘድሃበ ፈላማይ ዘተ ተቓኒዑ

ኣብ ምስረታ ፋውንዴሽን ኪነ-ጥበብ ፍሮዝ ዘድሃበ ፈላማይ ዘተ ተቓኒዑ

ኣብ ምስረታ ፋውንዴሽን ኪነ-ጥበብ ፍሮዝ ዘድሃበ ፈላማይ ዘተ ተቓኒዑ!! ዛጊድ 9 መጻሕፍቲ ብምሕታም፣ 2 ኣልበም ሙዚቃ ብምስንዳእ፣ 8 ጊዜ መጽሄት ሪሓን ብምሕታም፣ www.felhitube.com መርበብ ሓበሬታ ምዝንጋዕ፣ ኪነትን ሕትመትን ብምኽፋትን ግርማይ ፍሮዝ ኣብ ኪነ-ጥበብ ሓኾትኮት ክብል ጸኒሑ እዩ።እንሆ ሎሚ...

ቃለ መሕተት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገ/ገርግስ ገ/ማርያም

ቃለ መሕተት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገ/ገርግስ ገ/ማርያም

ቃለ መሕተት ምስ ኣቦይ ቀሺ ገ/ገርግስ ገ/ማርያምኣቦይ ቀሺ ገብረገርግስ ገብረማርያም ጭላ:"ሙሉእ ብሙሉእ ጉባኤተኛ ዘይመረፆ ሰብ ኣቦ ወንበር ክምረፅ ንመጀመርታ ጊዜ ርእየ። ""ኣብ ዝቅፅል ጉባኤ የራኽበና፤ ኣነ ንሃሉ ኣይነሃሉ ህዝቢ ትግራይ ሒዙዋ ኣሎ።""ብዙሕ ተሸፋፊኑ ዝነበረ ፊት ንፊት ገጢምና እንተወሓደ ንለባም...

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልጹ መጸዋዕታ ቀሪቡ።

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልጹ መጸዋዕታ ቀሪቡ።

ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ሰደት ዝርከቡ ኤርትራውያን ፣ ናብ ኤምባሲታት ቦትስዋና መልእኽቲ ብምስዳድ ፣ ነቶም ዑቕባ ሓቲቶም ዘለዉ 10 ኤርትራውያን ኣባላት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ዘለዎም ደገፍ ክገልፁ መፀዋዕታ ቀሪቡ ። ኣብ መላእ ዓለም ኣብ ስደት ዝርከቡ ኤርትራውያን፣ ኣብቲ ዘዝቕመጡሉ ሃገራት ናብ ዘሎ ኤምባሲታት ቦት...

ሓደ ሙሴ ዶ ይስኣን?!!

ሓደ ሙሴ ዶ ይስኣን?!!

ሓደ ሙሴ ዶ ይስኣን?!! ትግራይ ድሕሪ ሞት ሃፀይ የውሃንስ ብውዲት በዓል ሚኒሊክን መሻርኽቱን ንአስታት 76 ዓመታት ዓይማ፡፡ ናይ ትግራይ ካብ ድቃሳ ምብህራር ዘይተርፍ ምዃኑ ዝተርኣየሉ ኩነታት ድማ ብ1958 ዓ.ም ተራእዩ፡፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣብ ዝነበረ ስፖርታዊ ፀዋታ መላእ ኢትዮጵያ ንትግራይ ጠቅላይ ግዛ...

ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ

ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ

ፃውዒት ምድሓን ህይወት ሰገን ሙሉብርሃን መብራህቱ ሰብ ዝነብር ከተንፍስ ከሎ እዩ ። ሓዉና ሙሉብርሃን መብራህቱ ግን እቲ ተፈጥሮኣዊ ከይዲ ህይወት ዘውሕስ ምትንፋስ ከም ንቡር ዝተኸልከለ ሰገን እዩ ። ተምሃራይ ሙሉብርሃን መብራህቱ ወዲ 17 ዓመት እንትኸዉን ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ጎረርኡ ብዝገጠሞ ሕማም ካንሰር ምኽንያ...

ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎም፣ ህፁፅ መአረምታ ዘደልዮም ትሽዓንተ ጌጋታት መራሕቲ ህ.ወ.ሓ.ት!

ታሪኽ ይቕረ ዘይብሎም፣ ህፁፅ መአረምታ ዘደልዮም ትሽዓንተ ጌጋታት መራሕቲ ህ.ወ.ሓ.ት!

1. ፕሮጀክት ጎልጎል ራያ- ፕሮጀክት መስኖ ጎልጎል ራያ ብ1993 ዓ.ም ዳርጋ ተወዲኡ፣ ናይ ማይ መትረባት እውን ተተኺሎም፣ እቲ ህዝቢ ድማ ክጥቀመሎምን ናብርኡ ክቕይርን ተሃንጢዩ ነይሩ፡፡ እንታይ ዋጋ ኣለዎ እቶም ዝተቐበሩ መትረባት እንተይተረፉ ተነቓቒሎም ክውሰዱ፣ እቲ ፕሮጀክት እውን ክፈሽል ተገይሩ፣ ክሳብ ሎሚ...

ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዋና ናይ ካቢኔ አባላት

ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዋና ናይ ካቢኔ አባላት

ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ ዋና ናይ ካቢኔ አባላት ኽቡር ኣይተ ደመቀ መኮንን - ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ናይ ማሕበራዊ ጉዳይ ክላስተር መተሓባበሪ ኽቡር ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል - ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር መዓርግ ናይ ኢኮኖሚ ክላስተር መተሓባበርን ናይ መራኸብን ኢንፎርሜሽን ሚኒስተር ዝተ...

ቃለ-መሕተት ምስ ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ

ቃለ-መሕተት ምስ ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ

ቃለ-መሕተት ምስ ኣርቲስት ሰለሞን ይኩኖኣምላክ

ቃለ-መሕተት ምስ ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም

ቃለ-መሕተት ምስ  ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም

ቃለ-መሕተት ምስ ልኡል ራእሲ መንገሻ ስዩም ራእሲ መንገሻ ስዩም ብ ዘበን ሃፀይ ሃ/ስላሴ ናይ ትግራይ ግዝኣት ኣመሓዳሪ ዝነበሩ እዮም !

ሓቅን ሓሶትን ኣብ ዙርያ ታሪኽ ሂወት ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብ ኣይተ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም

ሓቅን ሓሶትን ኣብ ዙርያ ታሪኽ ሂወት ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብ ኣይተ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም

ሓቅን ሓሶትን ኣብ ዙርያ ታሪኽ ሂወት ሃፀይ ዮሃንስ 4ይ ብ ኣይተ ሙሉወርቅ ኪዳነማርያም

ጥዑም ዕላል ኣርቲስት መንገሻ ረዳኢ

ጥዑም ዕላል ኣርቲስት መንገሻ ረዳኢ

ጥዑም ዕላል ኣርቲስት መንገሻ ረዳኢ

ኣይተ ኣባይ ፀሃየ ኣብ መዓልቲ ከየንቲ ንስድራ ከየንትን ህዝቢ ትግራይን መልእኽቲ ኣሕሊፎም

ኣይተ ኣባይ ፀሃየ ኣብ መዓልቲ ከየንቲ ንስድራ ከየንትን ህዝቢ ትግራይን መልእኽቲ ኣሕሊፎም

ኣይተ ኣባይ ፀሃየ ኣብ መዓልቲ ከየንቲ ንስድራ ከየንትን ህዝቢ ትግራይን መልእኽቲ ኣሕሊፎም " ከምኦም ኣብ ዕላማና ኣብ ተልእኾና ኣብ ቃልስና ፀኒዕና ሂወትና ክሳዕ ትሓልፍ ንኽብሪ ክንሓልፍ ኣለና። ንሶም ብኽብሪ እዮም ሞይቶም " !

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንማሕበር ጮምዓ 48 ሄክታር መሬት ክህብ እዩ!!

ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንማሕበር ጮምዓ 48 ሄክታር መሬት ክህብ እዩ!!

### ምምሕዳር ከተማ መቐለ ንማሕበር ጮምዓ 48 ሄክታር መሬት ክህብ እዩ!! ### ጎቦ ጮምዓ ብባህላዊን ዘመናዊን መገዲ ኪመላኻዕ ብምግባር ምንጪ ኣታዊ ከተማ መቐለ ኣብ ምብራኽ ግደ ክህልዎ ዝጉስጉስ ዓውደ ዘተ ኣብ ሆቴል ሚላኖ 28 ሓምለ 2007 ዓ/ም ተቓኒዑ። ኣብቲ መዓልቲ ዓውደ ዘተ ማሕበር ጮምዓ፣ ግዱሳት ወ...

ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ማሕበር ከየንቲ ትግራይን ዳያኑ መሽኪት ዩኒቨርስቲ መቐለን ዝተኻየደ ኣኼባ ብዘይ ፍረ ፋሕ ኢሉ 2 ሓምለ 2007 ዓ/ም።

ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ማሕበር ከየንቲ ትግራይን ዳያኑ መሽኪት ዩኒቨርስቲ መቐለን ዝተኻየደ ኣኼባ ብዘይ ፍረ  ፋሕ ኢሉ 2 ሓምለ 2007 ዓ/ም።

ኣብ መንጎ ኣመራርሓ ማሕበር ከየንቲ ትግራይን ዳያኑ መሽኪት ዩኒቨርስቲ መቐለን ዝተኻየደ ኣኼባ ብዘይ ፍረ ፋሕ ኢሉ 2 ሓምለ 2007 ዓ/ም። እቲ ኣኼባ ብዘይ መኸምብቲ ቅዉም ነገር ድዋዕ ክብል ዝኸኣለ፤ ኣብ ሞንጎ ኣመራርሓ ማሕበር ከየንቲ ትግራይን ዳያኑ መሽኪትን ዝተነፀረን ሓደ ዓይነት መርገፂን ክፍጠር ብዘይምኽኣ...

ተዓወትቲ መድረኽ ሽልማት ኪነ-ጥበብ ትግራይ (መሽኪት)

ተዓወትቲ መድረኽ ሽልማት ኪነ-ጥበብ ትግራይ (መሽኪት)

ተዓወትቲ መድረኽ ሽልማት ኪነ-ጥበብ ትግራይ ብ መዳይ ሙዚቃ ብባህላዊ ነፀላ ዜማ 1ይ ሚዛን ተስፋይ (ቃንጫ ምሸላ) 2ይ ራሄል ሃይለ(ሆበላኒ) 3ይ ተወልደ ኣብርሃ ብዘመናዊ ነፀላ ዜማ 1ይ እዮሩሳሌም ዓምዱ(ፃውዒት ፍቅሪ) 2ይ ራሄል ሃይለ (እመነኒ) 3ይ ዘመን ኣለምሰገድ ብናይ ሙዚቃ ግጥሚ 1ይ ሰለሞን ባይረ (ብስ...